Tag Archives: Tessa Land

ዕደላ መሬት ጤሳ ዞባ ማእከል ዳግም ክጅመር እዩ

መሬት ጤሳ ብክፍሊ መሬት ዝተመዝገበን ዝጸደቐን ክኸውን ኣለዎ
መሬት ጤሳ ብክፍሊ መሬት ዝተመዝገበን ዝጸደቐን ክኸውን ከምዘለዎ፡ ኣማሓዳሪ ዞባ ማእከል ሜጀር ጀነራል ሮሞዳን ዑስማን ኣውልያይ ኣዘኻኺሩ

ኣገልግሎት ዜና ኤርትራ

ኣብ ርሑቕ ገጠራት ዞባ ማእከል ብሰንኪ ዘይሓላፍነታዊ ኣጠቓቕማን ዘይሕጋዊ መሸጣን ኣቋሪጹ ዝጸንሐ ምዕዳል መሬት ጤሳ፡ ብመለክዒታት ኣጠቓቕማኡን ከባብያዊ ጽልዋኡን ተመምዩ ዳግም ክጅመር ምዃኑ፡ ኣመሓዳሪ ዞባ ማእከል ምስ ወከልቲ ህዝቢ ንኡስ ዞባ በሪኽ ኣብ ዝገበሮ ርክብ ሓቢሩ።

ሜጀር ጀነራል ሮሞዳን ዑስማን ኣውልያይ፡ ኣብ ዕላማ ኣዋጅ መሬት ብዝጸንሐ ትሑት መረዳእታ፡ ኣብ ገለ ከባቢታት ንመትከላት ውሑስ ምሕደራን መዓላን መሬት ዝጻረር ቅድድም ዕደላ ብዘስዓቦ ጸገማት፡ Continue reading ዕደላ መሬት ጤሳ ዞባ ማእከል ዳግም ክጅመር እዩ