Tag Archives: Selam Band

Audio Response to TesfaNews on Selam Band Issue

selam_band_eritrea
Seattle based Eritrean Musical Group – Selam Band – conducted a candid discussion on Aynfalale PalTalk Room to make the record straight

By Aynfalale PalTalk Room,

DEAR TesfaNews,

We appreciate your daily contributions in updating the Eritrean-Diaspora with current information regarding Eritrea and Eritreans.

We came across a Tigrigna article posted at your website; dated April 16, 2015 authored by a pen-name Solomon Forovia (Toronto). Many Eritreans who read the article felt it is our collective citizenry duty to follow up and clarify the contents of the article. We were able to reach Selam Band (Seattle, WA) and conducted an interview to respond to the article.  Continue reading Audio Response to TesfaNews on Selam Band Issue

መልሲ፡ “ዘምሰናዮ ጓይላ ሓሪፍ” ካብ ምባል . . .

“ኣብዝኾነ ይኹን ቦታ ኣብዝካየድ በዓላት፡ ምዝንጋዕ፡ ዕላላት፡ ጸወታን ምንቅስቓሳትን ክንሳተፍ እንከሎና፡ ብሕልፊ ንዓናን ብኤርትራዊ ሽም ዝግበር እንተኾይኑ፡ ሕቶ ዘየድልዮ መጽናዕቲ ክነካይድ ይግባእ። እቲ ሕቶ ግን ብጭብጢ ዝተረጋገጸ መልሲ ክንረኽበሉ ክንፍትን ኣለና።”

ዳንኤል ኢ. ተወልደ

ብቐዳምነት ንሰብ መርበብ “ተስፋ” ከመስግን ይፈቱ። ቀጺለ ሚያዚያ 16, 2015 ዝወጸ ጽሑፍ ንተቐማጦ ከተማ ቶሮንቶ ዝምልከት፡ እቶም ኣስማቶም ተጠቒሶም ዘለው፡ ሰባት ናይ ገዛእ ርእሶም መልሲ ክህብሉ ይኽእሉ’ኳ እንተኾነ፡ ከም ተቐማጣይ እዛ ከተማን፡ ከም ኤርትራዊ መጠን ከኣ ናይ ገዛእ ርእሰይ መልሲ ክህበሉ ኣፍቅዱለይ።

እዚ ዘቕርቦ ዘለኹ ርእይቶ ንዝኾነ ይኩን ውልቀ ሰብ ይኹን ማሕበር ዝውክልን ዘማእከልን ኣይኮነን። ኣብዚ ጽሑፍ ቀሪቡ ዘሎ ሓላፍነቱ ኣነ ተሰካማይ ምዃነይ ይሕብር።

ጸሓፋይ ኣቶ ስሎሞን ኣብዘቕረቦ ምሉእ ትሕዝቶ ተወኪሰ እኳ እንተጻሓፍኩ፡ ቀንዲ ትሕዝቶ ጽሑፈይ ግን ኣብ ዳንኤል ነቢያት ዘተኮረ ኮይኑ እግረ መንገደይ’ውን ንሰብ መርበብ ተስፋ ኣገዳሲ መልእኽቲ ንምትሕልላፍ ኢዩ።  Continue reading መልሲ፡ “ዘምሰናዮ ጓይላ ሓሪፍ” ካብ ምባል . . .