Tag Archives: OCHA

አብ ኢትዮጵያ ሓገዝ እኽሊ ብሕጹጽ ዘድልዮም ኢትዮጵያዊያን ቁጽሮም ካብ ዝተገመቶ ንላዕሊ ከምዝወሰኸ ተገሊጹ

ብጥምዬት ዝተጠቕኡ ኢትዮጵያዊያን ቁጽሮም ካብቲ ኣቐዲሙ ዝተገመተ 4.6 ሚሊዮን ንላዕሊ ኣዝዩ ከምዝወሰኸ አብ ኢትዮጵያ አተሓባብሪ ሰብአዊ ጉዳያት ሕቡራት ሃገራት አፍሊጡ።
ብጥምዬት ዝተጠቕኡ ኢትዮጵያዊያን ቁጽሮም ካብቲ ኣቐዲሙ ዝተገመተ 4.6 ሚሊዮን ንላዕሊ ኣዝዩ ከምዝወሰኸ አብ ኢትዮጵያ አተሓባብሪ ሰብአዊ ጉዳያት ሕቡራት ሃገራት አፍሊጡ።

ካብ VOA ትግርኛ

ገዝ እኽሊ ብሕጹጽ ዘድልዮም ኢትዮጵያዊያን ቁጽሮም ካብ ዝተገመቶ ንላዕሊ ከምዝወሰኸ አብ ኢትዮጵያ አተሓባብሪ ሰብአዊ ጉዳያት ሕቡራት ሃገራት አፍሊጡ። መንግስቲ ኢትዮጵያ’ውን ሓገዝ ለገስቲ ከምዘድልዮ ገሊጹ’ሎ ነቲ ኩነታት ንምግምጋም ስሉጥ ዳሕሰስቲ ጉጅለታት ከምዝተመስረቱ ሓቢሩ’ሎ።

አብቲ ዳሕሳስ ዝተሓቆፉ ገለ ክፍልታት ክልላት አፋር፡ አምሓራ፡ኦሮምያ፡ ደቡብ ብሄር ብሄረሰባት፡ክልል ሶማሌ፡ ደቡብን ደቡባዊ ምብራቅ ክሊ ትግራይን ምዃኑ ተፈሊጡ’ሎ። Continue reading አብ ኢትዮጵያ ሓገዝ እኽሊ ብሕጹጽ ዘድልዮም ኢትዮጵያዊያን ቁጽሮም ካብ ዝተገመቶ ንላዕሊ ከምዝወሰኸ ተገሊጹ

United Nations CERF Eritrea Funding 2006 – 2014

UNICEF Regional Director for United Nations Development Group-Eastern and Southern Africa, Ms. Leila Pakkala, inaugurating one of the clean portable water projects in rural areas of Eritrea during her recent visit

By UN Eritrea,

ERITREA is building its own development solutions. The goal of the UN System in Eritrea is to provide quality advisory services, share best  practices and support government efforts to build capacity to address development challenges related to basic social services, capacity development, disaster risk management, food security, and gender in the context of the Strategic Partnership Cooperation Framework (SPCF) 2013 – 2016. Continue reading United Nations CERF Eritrea Funding 2006 – 2014