Tag Archives: Mellenium Goals

Eritrea Achieves Three of UN Development Goals Ahead of 2015 Deadline

Eritrea is one of few developing countries on-track to meet most of the MDGs
Eritrea is one of few developing countries on-track to meet most of the MDGs

By Madote,

During a speech made in connection with the observance of United Nations Day in Asmara, Amna Nur-Hussein, the Minister of Health stated Eritrea has achieved three of the eight UN Millennium Development Goals (MDGs) ahead the 2015 target date. Continue reading Eritrea Achieves Three of UN Development Goals Ahead of 2015 Deadline

UNDP: ኤርትራ ኣብ ሓዲድ ምዕዋት ሸቶታት ሚለንየም ኣላ (VOA)

ብፍላይ ኣብ ንጥዕና ዝምልከት ኣብ ጽቡቕ ደረጃ ከምዘላ ዝገለጸት ወኪል ሕቡራት ሃገራት ኣብ ኤርትራ Christine Umutoni, ኣብ ሓለዋ ተፈጥሮ ኸባብን ምንካይ ድኽነትን ብዙሕ ክትሰርሕ ኣለዋ ኢላ

“Eritrea need to work more on MDG1, 7 and 8 to achieve MDG by 2015 as it is on track with the remaining 5 goals” – UNDP representative

By VOA Tigrniya Program,

ኣብ ኤርትራ ተጸዋዒት UNDP ኣተሓባባሪት ሰብኣዊ ጉዳያትን Christine Umutoni, ኤርትራ ኣብ ምጉዳል ሞት ሕጻናትን ኣዴታትን ከምኡ ኣብ ምጥፋእ ሕማማት ኣብ ሓዲድ ኣላ ኢላ።

ብርክት ዝበላ ሃገራት ኣፍሪቃ ገና ካብ ሓዲድ ምዕዋት ሸቶታት ሚለንየም ወጻኢ ከምዘለዋ ዝጠቐሰት`ታ ወኪል ሕቡራት ሃገራት፡ ኤርትራ በዚ ዘላቶ እንተቐጺላ ኣብ 2015 ንዝበዝሑ ክተዐውቶም`ያ ኢላ።

እንተኾነ ኤርትራ ኣብ ተፈጥሮ ኸባብን ምጉዳል ድኽነትን ብዙሕ ክትቃለስ ኣለዋ ኢላ።
ምስኣ ዝተገብረ ቃለ-መጠይቕ ንምስማዕ ኣብ`ዚ ኽፈቱ። Continue reading UNDP: ኤርትራ ኣብ ሓዲድ ምዕዋት ሸቶታት ሚለንየም ኣላ (VOA)