Tag Archives: Kibrom Dafla

ኣብ ብርሃን ኮይኑ: ጸልማት ፈጢሩ ዝሕባእ ተጻባኢ: ካብ ዓይኒ ንስሪ ከምልጥ ተኽእሎ የብሉን! (2ይ ክፋል)

Kibrom Dafla and YPFDJ conference in Holland
“ምክትል ሚኒስተር ክብሮም ዳፍላ ??” ሕጋዊ ተሓታትነትን፥ ምምንዛዕ መንበሪ ወረቐት ስደተኛነትን

ዘርኣይ ሰሎሞን

ጻብኦታት ኣብ ልዕሊ ኤርትራዊ ሃገራዊ ክውንንውትን፡ ሃገራዊ ሓርበኛዊ ሉኡላዊ መንነትን፡ ቀጻሊ ኢዩ ዘሎ። ሰንሰለታት ናይ`ቲ ውሽጣውን ግዳማውን ተጻብኦታት ግን፡ ንህዝብን ሃገርን ኤርትራ፡ ካብ`ቲ ክበጽሖ ዝደሊ ሽቶን ዕላማን ክዓግት ዝኽእል፡ ግዙፍ ይኹን ደቂቕ በሕየ ዝብል ረቂቕ ሓይሊ ግን፡ ተሰኒፉ ክርኽሞሽ እንተዘይኮይኑ፡ ስድሪ`ውን ትኹን ነቲ ኤርትራዊ ሃገራዊ ሓርበኛነት ከዳኽምሲ ይትረፍ፡ ካብ ምረሻ ጉዕዞኡ ከሰናኽል ዝኽእል፡ ናይ ቀረባ ይኹን ናይ ርሑቕ ሓይሊ፡ ነቲ ዛጊት ኪኖ ምብርካኽ ከጋጥሞ ዝኽእል ዘይተርፍ ዕድል፡ ተደቢሩ ስዩም ጥራይ ኢዩ። Continue reading ኣብ ብርሃን ኮይኑ: ጸልማት ፈጢሩ ዝሕባእ ተጻባኢ: ካብ ዓይኒ ንስሪ ከምልጥ ተኽእሎ የብሉን! (2ይ ክፋል)

ኣብ ብርሃን ኮይኑ ጸልማት ፈጢሩ ዝሕባእ ተጻባኢ : ካብ ዓይኒ ንስሪ ከምልጥ ተኽእሎ የብሉን!

ክብሮም ዳፍላ መን ኢዩ? መበገሲ ዕምላዓኡ ኸ እንታይ ኢዩ?

ዘርኣይ ሰሎሞን

ጻብኦታት ኣብ ልዕሊ ኤርትራዊ ሃገራዊ ክውንንውትን፡ ሃገራዊ ሓርበኛዊ ሉኡላዊ መንነትን፡ ቀጻሊ ኢዩ ዘሎ። ሰንሰለታት ናይ`ቲ ውሽጣውን ግዳማውን ተጻብኦታት ግን፡ ንህዝብን ሃገርን ኤርትራ፡ ካብ`ቲ ክበጽሖ ዝደሊ ሽቶን ዕላማን ክዓግት ዝኽእል፡ ግዙፍ ይኹን ደቂቕ በሕየ ዝብል ረቂቕ ሓይሊ ግን፡ ተሰኒፉ ክርኽሞሽ እንተዘይኮይኑ፡ ስድሪ`ውን ትኹን ነቲ ኤርትራዊ ሃገራዊ ሓርበኛነት ከዳኽምሲ ይትረፍ፡ ካብ ምረሻ ጉዕዞኡ ከሰናኽል ዝኽእል፡ ናይ ቀረባ ይኹን ናይ ርሑቕ ሓይሊ፡ ነቲ ዛጊት ኪኖ ምብርካኽ ከጋጥሞ ዝኽእል ዘይተርፍ ዕድል፡ ተደቢሩ ስዩም ጥራይ ኢዩ። Continue reading ኣብ ብርሃን ኮይኑ ጸልማት ፈጢሩ ዝሕባእ ተጻባኢ : ካብ ዓይኒ ንስሪ ከምልጥ ተኽእሎ የብሉን!