Tag Archives: Italian Invasion

The Infamous Haile Selassie Who Betrayed Ethiopia by Siding with the Italians in 1935

Haile Selassie Gugsa traitor or banda
Banda. How Haile Selassie Gugsa, the son of Gugsa Araya Selassie, and a great-grandson of Emperor Yohannes IV, was a traitor to the Ethiopian Empire?

BY NDUTA WAWERU | FACE 2 FACE AFRICA

When you hear the name Haile Selassie, the first person that comes to mind is the last Ethiopian Emperor who was revered for being a defining figure in history and the inspiration of the Rastafari movement. Continue reading The Infamous Haile Selassie Who Betrayed Ethiopia by Siding with the Italians in 1935

ታሪኽ ዘርአይ ደረስ ፡ ፍርቁ ጽንጽዋይ

ኣብ ኢትዮጵያ ብሰፊሕ ዝእመን ዘርኣይ ደረስ ኣብ ናይ ሮማ ክብረ በዓል ተቖጢዑ ንጸዓዱ ብጎራዴ ዝዘልዘለሉ ምኽንያት ቀጠልያ፡ ቢጫ፡ ቀይሕ ሕብሪ ዘለዋ ናይ ኢትዮጵያ ባንዴራ ክትርገጽ ስለዝረኣየ ኣይነበረን። ገና ካብ መበገሲ እቲ በዓል ናይ ኢትዮጵያ ባንዴራ ኣይነበረትን። ብዛዕባ ባንዴራ ምርጋጻ ዘዘንቱ ጽንጽዋይ ኣብ ናይ ኢትዮጵያ ናይ መባእታ ኣብያተ ትምህርቲ መምሃሪ መጽሓፍ ጥራሕ’ዩ። ነቲ መምሃሪ እናንበበ ዝዓበየ ወለዶ ናይ ዘርኣይ ደረስ ዝተጠምዘዘ ታሪኽ ወይ ብስሙ ዝተጻሕፈ ጽንጽዋይ ከም ሓቀኛ ታሪኽ ኣሚኑ ኢዩ ቀጺሉ።

መኮንን ተስፋይ (ትርጉም)፡

ኣብ መፋርቕ 2014 ኣብ ዋሽንግቶን ዲሲ “ታሪኽን ጽንጽዋይን ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ” ብዝብል ኣርእስቲ ኣብ ኣዳራሽ ECC (Eritrean Community Center) ምስ ኤርትራውያን ሓጺር ጻንሖት ጌረ ኔረ። ኣብቲ ሰሚናር ካብ ዝተፋለጥኩዎም ሰባት ሓንቲ ሶፍያ ተስፋማርያም ነበረት። ኣብ ሳልሳይ መዓልቲ ዳግማይ ተራኺብና ከነዕልል እንከለና እግረ መንገድና ዘርኣይ ደረስ ናይ ቀረባ ዘመዳ ከም ዝኾነ ኣዕሊላትኒ ኔራ። ብልክዕ ብዘይ ኣፍልጦኦም ኣብ ላዕሊ ታሪኾም ጽንጽዋይ ካብ ዝተወሰኹዎም ናይ ኣፍሪቃ ፍሉጣት ሰባት ዘርኣይ ደረስ ሓደ እዩ ኔሩ። Continue reading ታሪኽ ዘርአይ ደረስ ፡ ፍርቁ ጽንጽዋይ