Tag Archives: Hailemariam Desalegn Interview

ዝብእ`ሲ ስጋ ኣሎ እንተበሉዎ፡ ኣበይ ከይበለ ጐየየ!

መራሕቲ ኢትዮጲያ ኣብ ግዜ ዕርበቶም ኤርትራ እንዳበሉ ዝዓርቡ፡ ተካል ዕምሪ ሃይለማሪያም ደሳል እውን ዝኣኸለት ትመስል ዓፈርፈር ትጀማምሮ ኣላ። እንተ ናይዞም ናትና ዕደታት`ሞ
መራሕቲ ኢትዮጲያ ኣብ ግዜ እርበቶም ኤርትራራራራራ እንዳበሉ ከምዝሞቱን፡ ዝሓደሙን፡ ተካል ዕምሪ ሃይለማሪያም ደሳለ`ውን ኣኺላ`ያ መስለኒ ዓፈርፈር የጀማምሮ ኣሎ። እንተ ናይዞም ናትና ዕደታት`ሞ ?

መትከል ኣስመሮም

ኣብዚ ቅነ’ዚ ኣብ ኢትዮጵያ ተፈጢሩ ብዘሎ ውጡር ውሽጣዊ ፖለቲካዊ ኵነታት ተሓኒቑ፡ ኣብ ኣስጋኢ ደረጃ ዝርከብ፤ ንማለቱ ቀዳማይ ሚኒስተር፡ ግን ብወያነ ዝዝወር ሃይለማርያም ደሳለኝ፥ ካብቲ መፈንጠራ ያኢ መውጽኢ እንተኾኖ ኢሉ ብዘይሕፍረት፤ “መንግስቲ ኤርትራ ክንኣልዮ ኢና!” ኪብል ብብድዐ ፈኪሩ’ሎ።

ኵሎም ቅድሚኡ ዝነበሩ ዝሞቱን ዝሃደሙን መራሕቲ ኢትዮጵያ ኣብ ግዜ ውድቀቶም ዝብልዎ ስለዝዀነ ከኣ፡ ኣመሎም’ዩ ኢልካ ጥራይ ዝሕለፍ’ዩ። እቲ ኣዝዩ ዘሕፍርን ንዳግማይ 40ታት ዘዘኻኽርን ግን፡ እቶም ኤርትራውያን ክነሶም መንነቶም ክሒዶም ወየንቲ ኪኾኑ ዝፍትኑ ከዳዓት መልመጽቲ ትፋኦም ዝገብርዎ’ዩ።  Continue reading ዝብእ`ሲ ስጋ ኣሎ እንተበሉዎ፡ ኣበይ ከይበለ ጐየየ!

Prime Minister Hailemariam Desalegn’s Confused Statements

PM Hailemariam Desalegn of Ethiopia is a man of faith but serving the unfaithful TPLF cliques. That puts him in awkward position to constantly made inconsistent statements that lack principles, direction and strategy. He is getting confused.

By Amanuel Biedemariam,

On February 10, Prime Minister Hailemariam Desalegn of Ethiopia gave reporters access and conducted a press conference. The statements of Hailemariam are fraught with inconsistencies and telling that there is a serious leadership vacuum and lack of direction in Ethiopia. The statements lack principle, direction and strategy. The messages are inconsistent and contradictory to previous statements.  Continue reading Prime Minister Hailemariam Desalegn’s Confused Statements