Tag Archives: Foreign Exchange

Ethiopia’s Hard Currency Shortage Will Last Many More Years: PM Abiy

A declining export, acute shortage of hard currency, an insatiable demand for imports, widening trade deficit and a crushing $40b  foreign debt will continue to stagnate the economy for many more years to come.

BY REUTERS

Ethiopia’s new prime minister said on Monday that a foreign exchange shortage will last for years and more cooperation with the private sector is essential to solve it, state television reported.

Abiy Ahmed, who was sworn in on April 2, addressed the local business community at a session of more than two hours in a hotel in the Ethiopian capital. His paraphrased remarks were later broadcast by state-owned Ethiopian Broadcasting Corporation. Continue reading Ethiopia’s Hard Currency Shortage Will Last Many More Years: PM Abiy

ዕዳ ኢትዮጵያ ይኹመር፡ ሸርፊ ወጻኢን ኣለቓሕን ከምዛ ሽታ ማይ

ብሰንኪ ቅልውላው ናይ ወጻኢ ባጤር መንግስቲ ኢትዮጵያ ሃብቲ ናይታ ሃገር ብመልክእ ሶዘሬይን ቦንድ ናብ ዋጋ ዕዳጋ ኣውሪዱዎ

ተስፋኒውስ

መንግስቲ ኢትዮጲያ፡ እቲ ካብ ናይ ገንዘብ ማእከናት ዓለም፡ ብፍላይ ድማ ካብ ባንክ ዓለምን IMFን ፡ ከምኡውን ካብ ዝተፈላለዩ ናይ ፊናንሳዊ ትካላትን ባንክታትን  ዝተለቅሖ ገንዘብ ልዕሊ 20 ቢሊዮን ዶላር ብምብጽሑ ፡ ነቲ ዕዳ ናይ ምኽፋል ዓቕሙ ኣብ ምልክት ሕቶ ስለዝኣተወን ፡ ተወሳኺ ለቓሕ ዝሕቡ ትካላትውን ስለዘይተረኽቡ ፡ ኣብታ ሃገር ኣብ ፈቐዶ ከባቢታት ተጀሚሮም ዘይተወደኡ ሃያሎ ፕሮጀክታት ኣብ ሓደጋ ወዲቖም ከምዘለዉ ሓበሬታታት ይሕብሩ።

ብሰንኪ እዚ ኣጋጢሙ ዘሎ ቅልውላው ፡ እቲ ስርዓት ኣብ ከቢድ ናይ ወጻኢ ሸርፊ ህጽረት ተሸሚሙ ከምዝርከብን ፡ ኣብ መላእ እታ ሃገር ተሪር ናይ ወጻኢ ሸርፊ ምቑጽጻር ኣተኣታትዩ ከምዘሎ እቲ ሓበሬታ ብተወሳኺ ይገልጽ። ብተወሳኺ፡  ዝኾነ ካብ ደገ ዝኣቱ ሰብ ፡ ንዘለዎ ናይ ወጻኢ ባጠራ ኣብ ኩለን መእተዊ ነቑጣታት (እንኮላይ መእርፎ ነፈርቲ) እታ ሃገር ከመዝግብ ዝግድድ ግዜያዊ ሕጊ ኣተኣታትዩ ይስረሓሉ ከምዘሎውን ክፍለጥ ተኻኢሉ ኣሎ።

እቲ ስርዓት፡ ናይ ወጻኢ ሸርፊ የምጽእ እዩ ዝበሎ ኩሉ ኣይነት ሜላታት እንኮላይ ምሻጥ ሰፋሕቲ ናይ ሕርሻ መሬት፡ ካብቲ ኣጋጢሙዎ ዘሎ ቅልውላው ግና ከናግፎ ኣይከኣለን። Continue reading ዕዳ ኢትዮጵያ ይኹመር፡ ሸርፊ ወጻኢን ኣለቓሕን ከምዛ ሽታ ማይ