Tag Archives: Colony

Why is Ethiopia’s Colonization of Somalia Hidden from the Media?

Crimes committed by puppet regimes!
What is the mainstream media NOT reporting in Somalia? Crimes committed by puppet regimes!

By Dahir Alasow,

Somali people are very concerned about the Ethiopian occupation in their territory, Waagacusub Media, an Investigative news outlet, has obtained that currently, at least six Ethiopian Generals freely operate in Hargeisa, Garowe, Kismayo, Dhusamareeb, Baydhabo, and Mogadishu.

The Generals have their own staffers that established a network of spies and other institutions. Continue reading Why is Ethiopia’s Colonization of Somalia Hidden from the Media?

ጠንቂ ግጭት ዶብ ኤርትራን ኢትዮጵያን፡ ዝሓለፈ መድረኻትን በጺሕዎ ዘሎ ደረጃን (ካልኣይ ክፋል)

“ንሕና ስቕ ኢልና ናይ ዓለም መገባእያታት፡ ናይ ኣፍሪቃ መገባእያታት፡ ንዙይ ክፈትሕዎ ኢዮም ኢልና ክንጽበ ኣይኮናን፡ እቲ ኹናት ምስ ሰራዊት ዝግበር ግጥም ኢዩ፡ ምስ ሰራዊት ዝግበር ግጥም ምስ ጠቕላላ ናይ ኤርትራ ዓቕሚ ዝግበር ግጥም ስለዝኾነ፡ ብቐጻልነት ክካየድ ዘለዎ እዩ፡ ክንዲ ዝወሰደ ይውሰድ፡ ክንዲ ዝደለዮ መስዋእትነት ይሕተት፡ እቲ ኹናት ክቕጽል እዩ።” – ኣይተ ገብሩ ኣስራት

ደበሳይ ነባራይ:

ኣብ ዝሓለፉ ሰሙናት፡ ብድምጺ ራድዮ ኣሜሪካ መደብ ትግርኛ ኣብ ዝተፈነወ ቃለ መሕተት ምስ ፕረዚደንት ክሌሌ ትግራይ ነበር ኣይተ ገብሩ ኣስራት ( ደመኛ ጸሊኢ ህዝቢ ኤርትራ ) ንጉዳይ ኤርትራ ኣመልኪቱ ኣብ’ቲ ዝጸሓፎ መጽሓፍ ኣስፊርዎ ንዘሎ መብርሂ ንክህበሉ ተሓቲቱ ምንባሩን፡ ኣብ ቅርሕንትን ጽሌእን : ኣብ ሕልምን ሓሶትን ተመርኪሱ ዝሃቦ መሌሲ ዳርጋ ኩላትና ተኸታቲሌናዮ ክንከውን ተስፋ እገብር ። ስለዚ ከምቲ ናቱ ዓጀውጀው ዘይኮነ : ኣብ ጭቡጥ መወከሲ ምርኩዝ ብምግባር፡ ከም ኩለ ኤርትራዊ ብፍቕሪ ሃገሩ ዝሓምም ገለ ክብል ክፍትን እየ።

ናይ ሎሚ ካልኣይ ክፋል ትሕዝቶ ጽሑፈይ እምበኣር፡  ወትሃደራዊ ረጽሚ ኤርትራን ኢትዮጵያን ተበግሶ ሰላማዊ ፍታሕን፡ ብ ዝብል ኣርእስቲ ዝተዳለወ ኮይኑ፡ መቐጸልታ ናይቲ ኣብ ዝሓለፈ ዘቕረብኩዎ ቀዳማይ ክፋል ጽሑፈይ ድማ ኢዩ። Continue reading ጠንቂ ግጭት ዶብ ኤርትራን ኢትዮጵያን፡ ዝሓለፈ መድረኻትን በጺሕዎ ዘሎ ደረጃን (ካልኣይ ክፋል)

ጠንቂ ግጭት ዶብ ኤርትራን ኢትዮጵያን፡ ዝሓለፈ መድረኻትን በጺሕዎ ዘሎ ደረጃን (ቀዳማይ ክፋል)

“መግዛእታዊ ሓይሊ ጥልያን፡ ንኤርትራ ሓዲጉ ምስዝወጽእ ፡ ንኤርትራ መሊሱ ናብ ኢትዮጲያ ኣሪኪቡ ክኸይድ ዝግድድ፡ ኣቐዲሙ ምስ መንግስቲ ኢትዮጵያ ዝኣተዎ ውዕል ኔሩ፡፡ በቲ ውዕል መሰረት ድማ፡ ኤርትራ ናብ ኢትዮጵያ ክትምለስ እዩ ኔሩዋ።” – ኣይተ ገብሩ ኣስራት

ደበሳይ ነባራይ:

ኣብ ዝሓለፈ ሰሙናት ብድምጺ ራድዮ ኣሜሪካ መደብ ትግርኛ ዝፍኖ : ቃለ መሕተት ምስ ፕረዚደንት ክሌሌ ትግራይ ነበር ኣይተ ገብሩ ኣስራት ( ደመኛ ጸሊኢ ህዝቢ ኤርትራ ) ንጉዳይ ኤርትራ ኣመሌኪቱ ኣብ’ቲ መጽሓፉ ኣስፊርዎ ዘል መብርሂ ንክህበሉ ተሓቲቱ ምንባሩን፡ ኣብ ቅርሕንትን ጽሌእን : ኣብ ሕልምን ሓሶትን ዝተመርኮሰ ዝሃቦ መሌሲ ዳርጋ ኩላትና ተኸታቲሌናዮ ክንከውን ተስፋ እገብር : ስለዚ ከምቲ ናቱ ዓጀውጀው ዘይኮነ : ኣብ ጭቡጥ መወከሲና ተመርኰሰ ከም ኩለ ኤርትራዊ ብፍቕሪ ሃገሩ ዝሓምም ገለ ክብል ክፍትን እየ።

ትሕዝቶ ጽሑፈይ ከምቲ ኣብ ኣርእስተይ ጠቒሰዮ ዘለኹ፡ ጠንቂ ግጭት ዶብ ኤርትራን ኢትዮጵያን : ዝሓለፈ መድረኻትን በጺሕዎ ዘል ደረጃን ኮይኑ፡ ኣብ 3 ክፋሌል መቓቒለ ከቕርቦ ክፍትን እየ። Continue reading ጠንቂ ግጭት ዶብ ኤርትራን ኢትዮጵያን፡ ዝሓለፈ መድረኻትን በጺሕዎ ዘሎ ደረጃን (ቀዳማይ ክፋል)