Tag Archives: Bishops

ኤርትራዊ ኣይትተሃመል፡ ሓርገጽ’ውን ክውሕጠካ እንዳደልለየ’ዩ እንዳምቧሀቐ ዝነብዕ (Part-I)

ኤርትራዊ ሕጂው'ን ኣይትተሃመል
ኤርትራዊ ሕጂው’ን ኣይትተሃመል

ጉጅለ ተጸናጸንቲ እከይ ውዲታት፡

ኣቲ ንኤርትራ ዶባታ ኣነጺሩ፡ ከም ሃገር ዝሰረታ ፋሺሽት ኢጣልያ፡ ብናይ ኪዳን ሓይልታት ኣብ ድሮ ምስዓሩ፡ ሓንቲ ካብተን ናይ ኪዳን ሓይልታት ኣባል ዝኾነት እንግሊዝ፡ ንህዝቢ ኤርትራ ሰማይ ሰማይ ብዝበራ ነፈርቲ ገይራ፡ ከምዚ ዝስዕብ ትሕዝቶ ዘለዎ ወረቓቕቲ ብሰማያት ኤርትራ ናብ መሬት ኤርትራ ዘርጊሓ፡ ናብ ህዝቢ ኤርትራ ከም ዝበጽሕ ገይራ ነይራ። ትሕዝቶ መልእኽቲ ናይ ዝተዘርገሐ ወረቓቕቲ ኸአ ከምዚ ዝብል ኢዩ ነይሩ፦  Continue reading ኤርትራዊ ኣይትተሃመል፡ ሓርገጽ’ውን ክውሕጠካ እንዳደልለየ’ዩ እንዳምቧሀቐ ዝነብዕ (Part-I)