Tag Archives: 12th YPFDJ Conference

ውሳነታት መበል 12 ዋዕላ መንእሰያት ህግደፍ ኤውሮጳ

12th YPFDJ Conference
መበል 12 ዋዕላ ምንቅስቓስ መንእሰያት ህግደፍ ኤውሮጳ፡ 24 – 28 ሚያዝያ 2016፡ ኢጣልያ

ካብ መንእሰያት ህዝባዊ ግንባር ንዲሞክራስን ፍትሕን:

በል 12 ዋዕላ ምንቅስቓስ መንእሰያት ህግደፍ ኤውሮጳ፡ ካብ 24 – 28 ሚያዝያ 2016፡ ”ውሁድ መኸተ ንልምዓትን ውዱን ሽርክነትን!” ኣብ ትሕቲ ዝብል ቴማ ኣብ ሪፓብሊክ ኢጣልያ ተቓኒዑ። ኣብ ዋዕላና ካብ ውሽጢ ኤርትራን 15 ሃገራት፡ ኣፍሪቃ፡ ኤውሮጳ፡ ማእከላይ ምብራቕ፡ ኣሜሪካን ካናዳን ዝመጻእና 500 መንእሰያትን ዕዱማትን ተሳቲፍና።

ኣብ ዋዕላና፡ ብጻይ የማነ ገብረኣብ ሓላፊ ፖለቲካዊ ጉዳያት ህግደፍ፡ ብጻይ ሳልሕ ኣሕመዲን ኣቦ-መንበር ሃማመተኤ፡ ሓላፊ ህግደፍ ዞባ ወጻኢ ብጻይ ሚኪኤል ተፈሪ፣ ሓለፍቲ ሚሽናትን ዲፕሎማትን ኤርትራ ኣብ ኤውሮጳ፡ ኤስያ፡ ሰሜን-ኣሜሪካ፡ ወከልቲ ሃገራውያን ውዳቤታት ኣብ ኤውሮጳ፡ ኢጣልያውያን መሓዙትን ኣብ መንጎና ተረኺቦም። ዋዕላ፡ ንወዳቢት ኮሚተ (COC)፡ YPFDJ Italy፡ ሚሽናን ሃገራውያውን ውዳቤታትን ልዑል ምስጋና የቕርብ። Continue reading ውሳነታት መበል 12 ዋዕላ መንእሰያት ህግደፍ ኤውሮጳ