AUDIO: ትካል ዕደና ቢሻ ናይ ፈለማ ምህርቲ ወርቂ ክሓፍስ ጀሚሩ – VOA

Made in Eritrea

VOA Tigrinya Service

ኣብ ኤርትራ ዝነጥፍ ዘሎ ትካል ዕደና ቢሻ ናይ ፈለማ ምህርቲ ወርቂ ክሓፍሽ ከምዝጀመረ ኣፍሊጡ። 

እዚ ኣብ ምዕራብ ኤርትራ ፍሉይ ሽሙ ቢሻ ተባሂሉ ኣብ ዝፅዋዕ ቦታ ናይ ወርቂ ዕደና ኣብ ምክያድ ዝርከብ ትካል ዕደና ቢሻ ናይ     መጀመርታ ምህርቲ ወርቂ ኣብ ዝሓለፈ መወዳእታ ወርሒ ታሕሳስ ከምዘውጽአ ካናዳዊ ትካል ዕደና ኒቭሰን ገሊፁ።

ኣብዚ ናይ ፈላማ ምህርቲ 26 ኪሎ ግራም ዝምዘና 2 ናይ ወርቂ ጭራማት ከምዝወፀን  እዚ’ውን እቲ ትካል ኣቀድም ኣቢሉ ብዘውፀኦ መደብ መሰረት ከምዝተሳለጠ ተገሊፁ።

Click HERE to listen